Вставьте ссылку на плейлист с Ютуба или YouTube Music, главное чтобы в ссылке присутствовал параметр "list="
Например: https://music.youtube.com/playlist?list=PL4fGSI1pDJn6cLcPmcc9b_l8oM0aJtsqL
Наш сайт обрабатывает до 200 видео включительно!

Смотреть Видео с канала "DEHAY TV"

1. ዱራን ተቐይሩ ኣትዩ ንኑወር ገሪፉ ንቪላ ታሪኻዊ ዓወት ኣግዚሙ
2. ካብ ሰሉስ ምሸት 5 ትዕዝብታት...ሃቨርትዝ ካብ 007 ናብ ምምዕዳው 7-7
3. ኣርሰናል ንገዚፍ ሰሌዳ ጸወታ ኣቕሊላ ተዓዊታትሉ...Psg...?
4. ኣርሰናል ኣንጻር Psg...ዝበለጸ ግጥም ሰሉስ ምሸት
5. ደርቢ ከተማ ማድሪድ...ብደገፍቲ ተሓሚሱ ነጥቢ መቒልወን
6. 100 ኪ.ሜ ኣጥቂዕካ ክትዕወት...ድርብ ቻምፕዮን'ዩ...ፖጋቻ ንጒስ 2024
7. 3 ትዕዝብታት ቀዳም...ኣርቴታ ካብ ምእዋጅ ኲናት ምስ ጓርድዮላ ስሒቡ
8. ኣርሰናል ምስ ሲቲ ዝነበራ ሕጽረት ብተወሳኺ ሰዓት ፈዊሳ
9. ባየር ሙኒኽ ተመሊሳ ክትበሃል ተኾይና ቀዳም ንለቨርኲሰን ክትጥሕና ኣለዋ
10. "ኣርሰናል ቻምፕዮን ክትከውን'የ ገሚተ...ሕጂ ግን...?"
11. ካብ ትሕቲ 23 ዓመት ሃ/ጋ/ ኤርትራ እንታይ ንጽበ?
12. ባርሴሎና 100% ጒዕዞኣ ቀጺላቶ
13. ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ሓሓሙሽተ ሸቶታት ኣመዝጊበን
14. "ንዩናይትድ ብከመይ ንጎድኣ ንፈልጥ ኢና" 4 ሽሕ ደገፍቲ ዝተማልአ ዓላሚ
15. "ኣርቴታ ጋንታኻ Dark Arts ተብዝሕ'ያ ተባሂላ?" ዝብል ሕቶ ምስ ቀረበሉ...!
16. "ኣርሰናል ኣእምሮኣዊ፡ ኣካላውን ታክቲካውን ሓይሊ ምድላባ ተዓዚበ"
17. ሃላንድ ሓንቲ ሸቶ ሃትሪክ ባእሲ...ምስ (ማጋልሃስ፡ ኣርቴታ፡ ጀሱስ)
18. 8+1 ትዕዝብታት'ቲ ጽሉል ጸወታ ሲትን ኣርሰናልን...!
19. ኣርሰናል ሰኣን ካልኢት ታሪኻዊ ዓወት ስኢና
20. ካብ 6 ትዕዝብታት ቀዳም...ኣይትሓዘልና ጃክሰን፣ ሕነ ሄንደርሰን ንዩናይትድ፣ ኑንየዝ...?
21. ኒኮላስ ጃክሰን ውዱእ ቊጽሪ 9 ዝኾነላ ግጥም ቸልሲ 3ብ0 ተዓዊታ
22. ግጥም ሓራምዝ ሲቲ Vs ኣርሰናል
23. ራያ ስለምንታይ ናብ ኣሰልጣኒ ሓላው ልዳቶም ከይዱ ተመኺሩን ኣድሒንዋን?
24. 80 ደቒቕ ብጎደሎ ዝገጠመት ባርሳ ኣብ ሞናኮ ተሸኺላ
25. ተጻወቲ ግን ብምብዛሕ ጸወታታት ኣዲሞም ከድምዑ ይኽእል'ዱ ድዮም?
26. ኣርቴታ ዘይጥዑም ዜና ማህረምቲ ኦዴጋርድ ኣቕሪቡ
27. "ኣርሰናል ቻምፕዮን ስሊግ ትዓትር'ዶ?" ንትብል ሕቶ...ሃርግሬቭስ
28. ሊቨርፑል ንናይ ቅድም መተሃላልኽታ ሚላን ኣድኒና...ማድሪድ ፈተና ስቱድጋርድ ሰጊራ
29. ምባፐ ግጒይ ምፍራም ድዩ ንርያል ማድሪድ...?
30. ቻምፕዮንስ ሊግ 2024/25 ናይ ዋንጫ ክኸውን ብትጽበዮ ኤሲ ሚላን Vs ሊቨርፑል ዝርከቦ ጸወታታት ይጅምር
31. 6+1 ትዕዝብታት ዓወት ኣርሰናል...ናይ ሞሪኖ ጋንታ ኮይንካ ምዕዋት // ክሲ ሮሜሮ ንቶተንሃም
32. ኣርሰናል ንኦዴጋርድን ራይስን ኣልያ ካብ ሰዓረታ...ቶተንሃም...?
33. 5 ትዕዝብታት ስዕረት ሊቨርፑልን ዘይግታእ ሃላንድን
34. ገፊሕ ዓወት ዩናይትድ ጠልጠል ኢሉ ንዝጸንሐ ስራሕ ተንሃግ ኣድሒኑ
35. ኣርቴታ ንማህረምቲ ኦዴጋርድን ካላፍዮርን መብርሂ ሂብሉ...!
36. ሰፊሕ ትንታነ መበል 175 ደርቢ ሰሜን ለንደን፣ ቶተንሃም Vs ኣርሰናል...!
37. መስርሕ ፍርዲ 115 ጥሕሰታት ሲቲ…ሰኑይ…?
38. ኣርቴታ ውዕሉ ከሐድስ ተረዳዲኡ...ደሞዙ...?
39. ኣርጀንቲናን ብራዚልን ተሳዒረን...ብራዚል ኣብ ሓደጋ ወዲቓ
40. ኣርሰናል ቀያሕ ማልያ ለቢሳ ምስ ቶተንሃም ከይትገጥም ተኸልኪላ
41. ኣርሰናል ብዘይ ኦዴጋርድን ራይስን ምስ ቶተንሃም ተሰልፎ ማእከል...?
42. ሮድሪጎ ኣብ 30 ሕጹያት ባሎን ዲኦር ክኣቱ ነይሩኒ ኢሉ
43. ጒዕዞ ናብ 1 ሽሕ ሸቶ ሮናልዶ ተበጊሱ...መበል 901 ተመዝጊባ
44. ጋላታሳራይ ንካሲመሮ ገዲፋ ንኣርሰናል ክትፍትን መዲባ
45. ሰማያዊ ኲናት ሕድሕድ ቸልሲ...ወነንታ ቦህልን በሃዳድን ብርክታቶም ክመናጠሉ...!
46. ፈርናንደዝ "ንሮናልዶ ኣብ ዋንጫ ዓለም 2026 ክህሉ ይጽበዮ'ዶ?" ምስ ተሓተተ...!
47. ጒዕዞ 900 ሸቶታት ሮናልዶ...ፔለን ሮማርዮን ግን 1 ሽሕ ኣይበጽሑን ድዮም?
48. "ሮናልዶ ንፖርቱጋል ክሳብ 2026 ጅሆ ክሕዛ'ዩ መሪጹ...ማርቲነዝ ግን እንታይ ይሓስብ?"
49. ቺዶ ኦቢ-ማርቲን ካብ ኣርሰናል ምስ ዩናይትድ ተጸንቢሩ...ምስ ዩናይትድ ግን የለን...ስለምንታይ?
50. ሓጺር ገምጋም ክለባት ፕረምየር ሊግ ድሕሪ 3 ጸወታታት
51. ኣርቴታ ንስተርሊን ኣበይን ብከመይን'ዩ ክጥቀመሉ?
52. "ቊጽሪ 6 ኣፈሪምና ተንነብር ክንዲ ግራቨንበርክ ኣይምተጻወተልናን"
53. ሮናልዶ "መዓስ ኢኻ ካብ ፖርቱጋል ትሰናበት?" ምስ ተባህለ...!
54. ኣል ኢትሓድ ንትሮሳርድ ክትዕድግ ንዘቕረበቶ ጠለብ...ኣርሰናል...?
55. 7 ትዕዝብታት ዓወት ሊቨርፑል ኣብ ኦልትራፎርድ
56. ስሎት ከመይ ውርጽጽቲ ጋንታ ትሰርሕ ንተንሃግ ምሂሩ
57. ኣብ 5 ትዕዝብታት...ዳኛ ንራይስ ጸወታ ኣዶንግዩ ብጫ ተሂቡ...ስለምንታይ ንፔድሮ?
58. ኣርሰናል ቀዳሞት 2 ነጥቢ'ዚ ዓመት ከሲራ...ራይስ ምስ ቶተንሃም ውን የለን
59. ስተርሊን ተላብዩ፣ ሳንቾ ተገላጊሉ፡ ኣርሰናል 3 ኣፋንያ፣ ዩናይት 2 ኣፈሪማ...ካልእን!!!
60. ኣርሰናል በዛ መወዳእታ መዓልቲ ኣጥቅዓይን ሓላው ልዳትን ከተፈርም...!
61. ቻምፕዮንስ ሊግ ብናይ ዋንጫ ጸወታታት ጀሚሩ ብናይ ዋንጫ'ዩ ክውዳእ
62. ዓሊ ሱሌማን ካብ ሽወደናዊት ክለብ ጋይስ ናብ ኣዋሳ ተመሊሱ...ስለምንታይ?
63. ኦልሞ ድሮ ተመዝጊቡ'ስ ድሮ መዐወቲት ሸቶ ኣመዝጊቡ
64. ብንያም ተመሊሱ...! ኣርሰናል ንመሪኖ ኣላልያ ንኢንክትያ ኣፋንያ
65. ሊቨርፑል ንክየዛ ክትዕድግ ትመጣጠር
66. 10 ክፍጸሙ ትጽቢት ዝግበረሎም ዘሎ መስርሓት
67. 5 ትዕዝብታት ካብ ዓወት ቸልስን ሊቨርፑልን...1ይ መስመር ቸልሲ...?
68. ቸልሲ ብ6 ሸቶታት ወሪቓ...ማድወከ ሃትሪ ሸቶ...ፓልመር ሃትሪክ ቀረብ
69. 7+1 ትዕዝብታት ዓወት ኣርሰናልን ሲትን ምስ ስዕረት ዩናይትድ
70. ኣርሰናል ሓንቲ ካብ ጌጋታታ ኣሪማ ንቪላ ቀጺዓ
71. ሕቶ ንማሬስካ፡ "42 ተጻወቲ ታይ ትገብሮም ኣለኻ?"
72. ዩናይትድ ገዚኣቶ ዘላ ትስፉው ወዲ 18 ዓመት ኣከፋፋሊ መን'ዩ?
73. ኣርስአናል ንመሪኖ ወዲኣትሉ...ናብ ዘይትጽበዮ ኣጥቃዓይ ድማ ኣማዕድያ
74. ርክብ ጓርድዮላን ጒንዶጓንን ኣብ ሬስቶራንት ጓርድዮላ
75. ሮናልዶ ንኩሉ ክፍሊት ዩቱብ እንተ ወሲድዎ እንታይ ንግበር በዓል ኣነ...?
76. 1 ቢልዮን ዕዳ ዘለዋ ባርሴሎና 1.2 ቢልዮን ዝወድአ ሜድኣ ተላሊ
77. 7 ተጻወቲ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ መዕለቢኦም ክፈልጡ ዘለዎም
78. ስለምንታይ'ዮም ተጻወቲ ንቸልሲ ምፍራም ክኣብይዋ ዘለዎም?
79. 3 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ንኡስ ዙር ፈረንሳ
80. 5 ትዕዝብቲ ካብቲ ቸልሲ ገዚፍ ኣርእስታት ሰሪሓትሉ ዘላ ስዕረት ብሲቲ
81. ሲቲ ምስ ሓይላ ተመሊሳ...ቦህሊ ንጸወታ ቸልሲ ክውድእ ዓቕሊ ስኢኑ
82. ካብ 3 ትዕዝብታት ዓወት ኣርሰናል...ታሪኽ ንምጽሓፍ ካብ 1ይቲ ምዕራፍ
83. ሳላሕ ኣብ ትሕቲ ስሎት ውን ወሳንን ሰባሪ ክብረወሰናትን'ዩ
84. 6 ትዕዝብታት ዓወት ዩናይትድን ድምቀት ዚርክዘን
85. ዚርኪዘ ተቐይሩ ኣትዩ ንዩናይትድ ካብ ክሳራ ነጥቢ ኣድሒኑ
86. ቢሱማ ብጋንትኡ ካብ መኽፈቲ ጸወታ ተቐጺዑ
87. ብር...ክትብል ቸልሲ ተጻዋታይ ኣፈሪማ ክትጸንሕን 1
88. "ኣርሰናል ንሲቲ ገምጢላ ቻምፕዮን ክትከውን'ያ ዝብል ቃናታት በዚሑ...!" ካብ ግምት ተንተንቲ
89. ወርቂ ጫማ ፕረምየር ሊግ ክዓትሩ ዝኽእሉ 7 ኣጥቃዕቲ
90. 10 ተጠመትቲ ሓደስቲ ተጻወቲ ፕረምየር ሊግ
91. ዝቡመንዲ ንሊቨርፑል ነጺግዋ...ንሳ ድማ ናብ...?
92. ደርማስ ብቕዓት ሴት-ፒስ ኣርሰናል ጽዋእ ፕረምየር ሊግ ዘዕትር ድዩ?
93. ኣርሰናል ንኮማን ክትልቃሕ / ፈሊክስ ናብ ቸልሲ ንክምለስ / ቶኒ ካብ ፕረምየር ሊግ ክወጽእ...!
94. ኣርሰናል ኣጽዋር "ሴት-ፒስ" ዝያዳ ዓጢቓቶ ምምላሳ ኣብ ልዕሊ ልዮን ኣርእያቶ
95. ውጽኢት ኤርትራውያን ኣትለታት ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ
96. ኦልሞ ምስ ባርሳ ተጸንቢሩ...500M መልቀቒ
97. ትረክ ንኣበርክቶ ኣማኑኤል ዘይንቕነቕ ክትብል ኣመስጊናን ክሳብ 2026 ኣናዊሓን
98. ተንሃግ 4 ተኸላኸልቱ ምስ ሲቲ ኣጠራጠርቲ ምዃኖም ገሊጹ
99. ኣርሰናል ንለቨርኲሰን 4ብ1 ካብ ዘዕነተወትሉ ጸወታ ዝተረዳእክዎም 5 ነገራት
100. ወርቂ መዳልያ ብምዕዋቱ ብሽክልማት ተጸቒጡ
101. ብብንያም ተሸይጡ ዘሎ ማልያታት እንተ ዝዕቀን ምስ ናይ ምባፐ...?
102. ስኑፕ-ዶግ ስለምንታይ ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ ኣሎ...?
103. ኣትለቲኮ ማድሪድ ንኣልቫረዝን ጋላገርን ካብ ፕረምየር ሊግ ትወስድ
104. ብሓለፍቲ ክለብ ምስ ተሶጎገ...ነታ ክለብ ዓዲጒ ክሶጎም'ዩ
105. ጥቕሚ ንኡስ-ካልኢት ኣብዚ ነሀልኲም
106. ትንታነ ማልያታት ቅድድም ብሽክለታ ኦሎምፒክ ፓሪስ...ናይ ኤርትራ ማልያ...?
107. ጸብጻብ ካብ ምጅማር ክሳብ ምውዳእ ውድድር ጽርግያ ኦሎምፒክ ፓሪስ
108. ተንሃግ ኣብ ሰፊሕ ቃለመጠይቕ እንታይ ኢሉ? "ሕጂ'ከ ዋንጫ ክትዓትር ዲኻ?"
109. ፉልሃም ናብ ዩናይትድ ጠለብ ኣቕሪባ...ንመን?
110. ኣብ ድሮ ውድድር ጽርግያ ኦሎምፒክ ፓሪስ ዝተዘርግሐ ሰፊሕ ዓምዲ "ብንያም ግርማይ" ኣብ Cycling-News እንታይ ትሕዝቶ ዝሓዘ'ዩ...?
111. ሊቨርፑል 2 ኣርሰናል 1...ካብ ሓቅታት'ዚ ውጽኢት፦ ኤልዮት ይዓቢ ኣርሰናል ቁጽሪ-9 ትደሊ
112. ቫንደርፖል በዓል 5 ኮኾብ፡ ቫንኣርት+ሬምኮ 4 ኮኾብ፡ ብንያም'ከ...?
113. ስነኣሰት ኣትለት ኣብ ኦሎምፒክ // ኣገረምቲ ሽልማት ኣትለታት ብሃገራቶም
114. ጥንስቲ 7 ወርሒ ኣትለት ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ
115. ካላፍዮሪ ናይ ኣርሰናል ኮይኑ...ወሰንቲ ዕድግታት ኣርሰናል ይቕጽል
116. መን'ዩ'ቲ 100 ሚልዮን ዝዋግኡ ወዲ 19 ዓመት...ነቨስ...?
117. 6 ትዕዝብታት ካብ ዓወት ኣርሰናልን ስዕረት ዩናይትድ፡ ሲትን ቸልስን
118. ናይ መጀመርያ ቢልዮነር ኣትለት ኣብ ታሪኽ ውድድር ኦሎምፒክ ተረኺቡ
119. ክሮኖ ሜተር ምስታፍ ግዴታ'ዩ ነይሩ...ሬምኮ ተዓዊቱ...ብንያም መበል 29 ወዲኡ
120. 5 ዝለዓለ ተኽእሎ ምዕዋት ሜዳልያ ኦሎምፒክ ፓሪስ ዘለዎም ተቐዳደምቲ
121. ብሉጽ ውጽኢት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ይብርክት
122. ንብንያም ኣብ ውድድር ኦሎምፒክ ፓሪስ ትብድሆ ሃገራዊት ጋንታን ውልቀ ተቐዳደምትን...?
123. ደረጃ ናትናኤል ኣብ ብጫ ማልያ ክብ ይብል
124. ድሕሪ ዙር ፈረንሳ ናብ 2ይ ዲቪዝዮን ከይምለሳ ዝሰግኣ ዘለዋ ጋንታታት ቅድድም ብሽክለታ
125. ብVelo News ብሓንቲ ቃል ክግለጹ ዝተፈተኑ 6 ድሙቓት ተቐዳደምቲ ዙር ፈረንሳ 2024...!
126. ብንያም ምስ ኢንተርማርሸ ውዕሉ ኣናዊሑ
127. 5+1 ትዕዝብታት ድሕሪ ምዝዛም ዙር ፈረንሳ...!
128. ብንያም ግርማይ ንፖድዮም ዙር ፈረንሳ ድሕሪ 1 ዘበን መልክዑ ዝለወጠ ተቐዳዳማይ...!
129. 6+1 ትዕዝብታት ዓወት ቀጠልያ ማልያን...ብጫን...!
130. እቲ ን87 ዓመታት ዘየባተኸ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ፍሪኡ ሓፊሱ
131. ቀጠልያ ካብ ዓይኒ ፍሊፕሰን፡ ብጫ ካብ ርእየት ቪንገጋርድ ኣርሒቐን
132. ቪዝማ-ሊዝ ን19ን 20ን መድረኻት'ያ ክትጽበ ጸኒሓ...ስለዚ ሎሚ እንታይ ንጽበ?
133. ብንያምን ፖጋቻን መሪሕነቶም ዓቂቦም ወጽዮም...ዓርቢ ግን...?
134. ብንያም ድሕሪ ዙር ፈረንሳ ናበይ...? ዝያዳ'ዚ ዓወት ንምምጻእ ኣብ ሓጺር ጊዜ ናብ ዝዓበየ ውድድር ጠሚቱ'ሎ...!
135. መበል 17 መድረኽ ዙር ፈረንሳ ንፍሉይ ሓይሊ ብንያምን ፖጋቻን ኣነጺራ...ሰፊሕ ጸብጻባ...!
136. 5 ትዕዝብቲ'ታ ኣሰንባዲት መበል 16 መድረኽ
137. ብንያም ግርማይ ሓደጋ ምውዳቕ ገጢምዎን መሪሕነቱ ናብ 32 ወሪዱን
138. 5+1 ዓበይቲ ትጽቢታት 3ይ ሰሙን ዙር ፈረንሳ
139. 6 ትዕዝብታት ዓወት ስጳኛ...ሳውዝጌት ይኣኽሎ...መጻኢ ስጳኛ ውሑስ'ዩ
140. ብንያም ኣብ ቀጠልያ ማልያ ዝጸንሖ መሪሕነት ኣስፊሑ
141. ፖጋቻ ምስ ቪንገጋርድ ኲናት ከምዘይኣወጀ ገሊጹ፣ ቪንገጋርድ ንመጥቃዕቲ ፖጋቻ "ጽሉል" ኢሉ ይገልጾ
142. ብንያም ንስካቶ ፍሊፕሰን ኣበርዒኑ ወሰኽ ሓንቲ ነጥቢ ጌሩ
143. ፍሊፕሰን 2ይ ዓወት ኣመዝጊቡ ብንያም 4ይ ኣትዩ
144. 8+1 ትዕዝብታት 3ይ ዓወት ብንያም ኣብ ዙር ፈረንሳ
145. እቲ ሓድሽ ኣርሓ-ቮላታ ሰሊሱ መሲጥዎም
146. 5 ትዕዝብታት ዓወት እንግሊዝ...ዕድል ሃሪ ኬን ክልክማ'ዶ ወላ'ስ 1ይቲ ጽዋእ ክዓትር
147. ብንያም 74 ነጥቢ ፍልልዩ ዓቒቡ ናብ መበል 12 መድረኽ
148. ሄኖክ ኣብ ቻይና 2ይ ተርታ ሒዙ
149. ብንያም ንሓያል ምርሒት ቫንደርፖል ኣዕጋቢ መልሲ ሂቡ…ፍሊፕሰን 1ይ ዓወት ኣመዝጊቡ
150. ሄኖክ ኣብ ቻይና 2ይ ተርታ ሒዙ
151. ካብ ዜናታት መዓልቲ ዕረፍቲ ዙር ፈረንሳ
152. ቡጋቻን ኢቨነፖልን ንቪንገጋርድ ነቒፎም...ስለምንታይ?
153. ብንያም ሎሚ'ዩ ዝያዳ ንብሉጽ ቊመንኡ ኣመስኪሩ
154. 5 ትዕዝብታት ዓወት ቢኒ
155. "ብንያም ብ1ይ ደረጃ ስፕሪንት'ዩ ኣሰኒፍዎም..." ኢላ...!
156. ፖርቱጋል ብፈረንሳ ድሕሪ ምግላፋ "ሮናልዶን ፔፐን ክቕጽሉ ድዮም ክፋነዉ?" ዝተሓተተ ማርቲነዝ...?
157. ኢቨነፖል ንውድድር ጊዜ ተዓዊትሉ...ቡጋቻ ኣብ ልዕሊ ቪንገጋርድ ከሲቡ
158. ነጥቢ ብንያም ኣብ ቀጠልያ ማልያ ናብ 149 በሪዂ
159. ኢንተርማርሸ ውጥናታ ከተመዓራሪ ትሕተት ጋርበን ንብንያምን ቀጠልያ ማልያን ክሰርሕ ኣለዎ
160. ንዓለም ዝቕልጥፋ ዘሎ ኤርትራዊ ታሪኽ ኣብ ዙር ፈረንሳ...!
161. ቱርኪ ብርእሲ ደሚራልን ኢድ ጒኖክን ንኦስትርያ ኣልያ
162. ካቫንዲሽ ንዓወት ብንያምን ዘጋጠሞ ምውዳቕን ክገልጽ ከሎ...!
163. ዓወት ብንያም ግርማይ ካበይ ተበጊሱ ዝመጸ'ዩ ብCyclingweekly ብጸላዊ መገዲ ክቐርብ ከሎ...!
164. ብንያም ግርማይ ታሪኽ ሰሪሑ...መድረኽ ዙር ፈረንሳ ተዓዊቱ
165. ሓቀኛ ኣረኣእያ ሸረር ኣብ ልዕሊ ሃ/ጋ/እንግሊዝ... "ንቀበሎ፡ ብቕዓትና እዚ'ዩ"
166. እንግሊዝ ብኣይ'ተሓለፍ ርብዒ ፍጻመ ረጊጻ...በሊንግሃም ከምቲ ንማድሪድ...!
167. ጀርመን ርብዒ ፍጻመ ረጊጻ...ዝስዕብ ጸወትኣ ጌጋ ዘይፈቅድ ይመስል
168. ዙር ፈረንሳ ብዓወት ባርዴ ተኸፊቱ
169. መጻኢ ኩዕሶ እግሪ ሮልስ ሮይስ ለንደን ፡
170. ቸልሲ ካብ ዕዳጋ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ስሒባ...ስለምንታይ?
171. ኦስትርያን ኣገራሚ ጒዕዞኣን ኣበይ ይበጽሕ…? ራንግኒክ ብከመይ'ዩ ተንሲኡ?
172. ቢልዮነር መራሒ ሃገር ዝነበረ ንሃ/ጋ/ጆርጅያ 8.4 ሚልዮን ሸሊሙ
173. ዙር ፈረንሳ 2024 ይኽፈት፡ ኢንተርማርሸ ብ2 ቮለቺስታታታ ንዓወት ተማዕዱ
174. ቱርኪ ን10 ተጻወቲ ቸክ ሪፓብሊክ ብመወዳእታ ደቒቕ ረቲዓ
175. 3ይ ውርደት እንግሊዝ ንኣሰልጣኒኣ ንብረት ክድርበዮ ገይሩ
176. ብንያም ኣብ ዙር ፈረንሳ 2024
177. ኢጣልያ ብዘይ ተሓስቡ 2 ኣናብስ ድሒና...ክሮሽያን ሞድሪችን ቀዚዞም
178. ጀርመንን ሃንጋርን ብመወዳእታ ሰዓት ዘርብሐን ውጽኢት ሒዘን
179. ንስዂም ውን ንእንግሊዝ ኣየዐወትኲማን" መልሲ ኬን ንተንተንቲ
180. ሰፋሕቲ ዜናታት መስርሕ ምስግጋር ተጻወቲ
181. ሮናልዶ ዝበለጸ ቀራቢ Euro ኮይኑ
182. ሮቤርቶ ባጆ ቤቱ ተሰሪቚን ማህረምቲ ወሪድዎን
183. ፈረንሳን ሆላንድን ነጥቢ ተማቒለን ንሓደገኛ ዛዛሚ ጸወታ ተቓሊዐን
184. እንዳ ደበሉ ዝመጹ እንግሊዛውያን ተስፋ ናብ ምቚራጽ ተጸጊዖም
185. ምባፐ ካብ ግጥም ኣንጻር ሆላንድ ተኣልዩ
186. ፖርቱጋል ብወዲ 21 ዓመት ኮንሴሳኦ ካብ መዓት ቸክ-ሪፓብሊክ ድሒና
187. ሮናልዶ ኣብ ሃ/ጋ/ፖርቱጋል ምህላዉ ኣዎንትኡ'ዶ ወላ ኣሉትኡ ይዓቢ?
188. ቤልጁምን ሉኳኲን ዘይምሸቶም ኣሕሊፎም ብስሎቫክያ ወዲቖም
189. እንግሊዝ ብዘየእምን ብቕዓት ንሰርብያ ረቲዓ...በሊንግሃም ማድሪድ ግን ኣብ ቦትኡ'ዩ
190. ሜሲ 1.4 ቢልዮን ኤሮ'ዩ ነጺጒ
191. 1ይ ጠለብ ዩናይትድ ብኤቨርተን ተነጺጒ
192. ዝሓለፈ ዓመት ፈሪሙ ክነሱ ንኣርሰናል ክወጽእ ሓቲትዋ
193. ናትናኤል ተስፋጽዮን ብብሉጽ ጸወታ ቻምፕዮን 2024 ኮይኑ
194. ጀርመን ብበዓል 5 ኮኾብ ብቕዓት ኣቢላ ንስኮትላንድ ኣዕንያ
195. ምባፐ ብሕማም ልምምድ ይሰግር...ምልእቲ ጋንታ ፈረንሳ ሓሚማ ብምቕናያ...!
196. ኣማኑኤል ተዓዋቲ ውድድር ጊዜ ቻምፕዮን ኤርትራ ኮይኑ
197. ተንሃግ ብምጽንሑ ደጋፊ ኣርሰናል ሞርጋን ተሓጒሱ...ስለምንታይ?
198. ምድላው ዋንጫ ኤሮጳ 2024...ፖርቱጋልን እንግሊዝን
199. ሜሮን ተሾመ ብከመይ ብጫ ማልያ ዙር ኣልጀርያ ከሲሮማ ገሊጹ
200. ቻምፕዮን ኤርትራ፣- "ኩሉ ነካይዶ ጻዕሪ ጒጅለ ተኣኪባ ንከይትውድእ'ዩ"
Верх
Вниз

Скачать Видео с канала "DEHAY TV"

Клик по видео откроет в новом окне страницу загрузки видео.